መርሓባ እንኳዕ ናብ ብስፖርቲ ኣካልካ ብጽሓፍቲ ይእሙሮኻ ትቅይረሉ ክፍሊ መጻእካ።ኣነ የራን ሓጎስ ይበሃል ኣብ ስፖርቲ ከም ኣሰልጣኒ ኮይነ ይሰርሕ ሕጂ ድማ በዚ ትወሳኺ ንዓኻ ከሰልጥን መጺኤ ኣለኩ።

ኣካልካ ክትሃንጽ ኣእሙሮኻ ውን ህነጽ፡ ውልቃዉ ዕብየት፡ ፍቅራዊ፡ ምሕደራ ገንዘብ ይኹን ወሃ ዘበለ ሓዳር ምምስራት፡ ትካልካ ምህናጽ፡ ርእሰ ተኣማንነት ምዕበይ ግዜኻ ብጉቡእ ምጥቃም፡ ፍቅራዊ ዛንታ ሓጺርን ነዊሕን፡ ተወሳኺ ግጥምታት ነብሰኻ መቀየሪ ይኹን መዛናግዒ ኣኺሉ ዝተርፍ መጽሓፍቲ ኣሎ ርከብ ኣይትስኣን።

ምናልባሽ ናይ ስፖርቲ ተመክሮ ዘይብልካ፡ ስፖርቲ ዝይምልከተካ ይኹን ዘይጠቅመካ ካብኡ ሓሊፉ ውን ናይ ዓያሹ ዝመስለካ ክኸውን ይኽእል እዩ። ኣነ ግና ሂያዊ ምስክር ኮይነ፡ ዝደለካዮ ዓይነት ክርጺ ክትውንን ዝደለኻዮ ቅዲ ኣናብራ ሂወት ክትመርሕን፡ መደብ ኣውጺኤ ክሰደልካ ካብኡ ሓሊፈ ውን ሰሙናውን ወርሓውን ምሳኻ ርክብ እንዳ ገበርኩ ክሕግዘካ እየ።


Enterprise
We offer a range of specialized services tailored to meet your individual needs.