ወዲ-ረዛን p2
€25.99
ወዲ -ረዛን
ዳግም ናብ ኣንበብቲ ንክትበጽሕ ተዳልያ!!
ሓንቲ ካብተን ፍጹማት ክእለት ኣጸሓሕፋን ዋሕዚ ኣዛናትዋን ዝውንና #ኤርትራውያን #መጽሓፍቲ ኮይና ኣብ ልቢ መንእሰያት ዓሙቅ ዝክሪ ሒዛ ዝሓለፈት መጽሓፍ #ወዲረዛን ድሕሪ ከባቢ 20 ዓመታት ዳግም ብዝሰፈሐን ዝበለጸን ኣገባብ ተሓቲማ ናብ ኢድ ኣምበብቲ መጽሓፍ ክትኣቱ ካብ ሎሚ ጀሚራ ኣብ ዕዳጋታት ተዘርጊሓ ኣላ።ደራሲ ጎይትኦም ጊለ ቅድሚ 20 ዓመት ዘርጊሕዋ ምንባሩ ዝዝከር ኮይኑ፡ ቀልጢፋ ስለ ዝተወድኣት ኣብ ዕዳጋ ኣይነበረትን፡ ሕጂ ግና ብዙሕ ጻዕሪ ተገይሩላ፡ እዛ ክሳብ ሕጂ መቀረታ ዘይነከየ መጽሓፍ፡